ስነ-ስርዓት ምምራቕ ናይ ኢትዮጲያዊያን ኦርትቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን ፐርዝ

SBS/Tigrinya

SBS/Tigrinya Source: SBS/Tigrinya

ኣብ ፐርዝ ዝርከቡ ኢትዮጵያዊያን ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ፡ ብዘካየድዎ ዘይሕለል ጻዕሪ ደብረ አሚን ተክለሃይማኖት ዝበሃል ኣብ ኣብ ልዕሊ 33 ሺሕ ሜትር ስኬር ዝስፍሓቱ መሬት ዝተደኮነ ቤተክርስትያን ኣመሪቖም፡ ነቲ ስነስር ዓት ዝምልከት ጸብጻብ ድማ እንሆ።



Share