መራሒ ትግራይ ደብረጽዮን ገ/ሚካኤል ምስ ማርቲን ግሪፍቲስን ፤ ፍሉይ ልኡኽ ሕ/ኣፍሪካ ኦሊሴንጎ ኦበሶንጆን ኣብ መቐለ ተዘራሪቦም።

Source: Tigray Tv
መራሒ ትግራይ ደብረጽዮን ገ/ሚካኤል ምስ ም/ል ዋና ጸሓፊ ሰብኣዊ ጉዳያት ውሕሃ ማርቲን ግሪፍቲስን ፤ ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኦሊሴንጎ ኦበሶንጆን ኣብ መቐለ ተዘራሪቦም።
Share
Source: Tigray Tv
SBS World News