ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (29 ጥቅምቲ 2024)

Source: SBS
ንሎሚ 29 ጥቅምቲ 2024 ዝተዳለወ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ኣርእስታት ዜና፡ ነታ ብኲናት ትሕመስ ዘላ ሱዳን ዝያዳ ኣህጉራዊ ቘላሕታ ክግብር መጸዋዕታ ቐሪቡ። ኣብ ኣውስትራሊያ ናህሪ ዋጋ ገዛ እናዘሓለ ይኸይድ ከምዘሎ ተገሊጹ ። ክለብ ኩዕሶ እግሪ ማንቸስተር ዩናይትድ ን ኣሰልጣኒ ኤሪክ ተን ሃግ ኣሰናቢታቶ።
Share