ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (25 መስከረም 2024)

SBS Tigrinya Newsflash

Source: SBS

ንሎሚ 25 መስከረም 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት ዜና፡ ኣብ ሊባኖስ መጥቃዕቲ እስራኤል ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ፡ ባይቶ ጸጥታ ዉዱብ ሕ ቡራት ሃገራት ብዛዕባ እቲ ኩነታት ይእከብ። ህንዲ ሓድሽ ዓይነት ሕማም በዲዶ ህበይ ከምዘጋጠማ ተፈሊጡ። ኣብቲ ሎሚ ዝወጽእ ቁጠባዊ ኣሃዛት መጠን ዝቕባበ ከምዝወርድ ትጽቢት ይግበር።



Share