"ንዝፍጠር ዝኾነ ይኹን ዕግርግር ስቕ ኢልና ኣይንርእይን ኢና።" ሓይልታት ትግራይ፡ (ሓጺር ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ 09 ጥቅምቲ 2024)

SBS Tigrinya Newsflash

Source: SBS

ንሎሚ 9 ጥቅምቲ 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ : ኣርእስታት ዜና፡ ሓይልታት ትግራይ ኣብቲ ክልል ዘሎ ፖለቲካዊ ኩነታት ኣብ ህዝቢ ምርባሽ ፈጢሩ ከምዘሎን ሰላም ክዝረግ ስቕ ኢሎም ከምዘይርእዩን ኣፍሊጦም፡ ፕረዚደንት ጆ ባይደን ኣብ ዋይት ሃውስ ኮይኑ ንህቦብላ ሚልተን ንምክትታል ናብ ጀርመንን ኣንጎላን ንምኻድ ወጢንዎ ዝነበረ መገሻ ኣናዊሕዎ ። ናይ 2024 ናይ ቀዳማይ ሚኒስተር ሽልማት ብስነ ፍልጠት መን ምዃኑ ተፈሊጡ።



Share