ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ 05 ሰነ 2023

ኣርእስታት ዜና፥ ** ሓይልታት ሩስያ ነቲ ኣብ ማእከል እታ ዩክሬን ዝርከብ ድኒፕሮ ዝበሃል ቦታ ብለይቲ ደብዲቦም። ** ሓደ ላዕለዋይ ኣፈኛ ጣሊባን ንሰበ-ስልጣን ኣውስትራልያ ፡ ናብ ኣፍጋኒስታን ከይዶም ነቲ ብሰራዊት ኣውስትራልያ ተፈጺሙ ዝበሃል ገበናት ውግእ ክምርምሩ ዓዲምዎም ኣሎ ። ** ኣብ ከባቢ ዶብ ትግራይን ኤርትራን ምንቅጥቃጥ ምድሪ ከምዘጋጠመ ተሓቢሩ።
Share