ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (14 ጥቅምቲ 2024)

Source: SBS
ኣርእስታት ዜና፥ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነሰ ንባህልን ልምድን ማሕበረሰብ ግሪኽ ብምዕቃባ ንቤተ-ክርስትያን ኦርቶዶክስ ግሪኽ ንኢዱ ። ኣብ ማእከላይ እስራኤል ከተማ ቢንያሚና ብመጥቃዕቲ ድሮን 20 ሰባት ከም ዝቘሰሉ ኣገልግሎት ምድሓን እስራኤል ገሊጹ። ኢትዮጵያ ብጉዳይ ግብጽን ጎረባብታን ከም ዘይትሻቐል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊጹ።
Share