ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (07 ጥቅምቲ 2024)

SBS Tigrinya Newsflash

Source: SBS

ኣርእስታት ዜና፥ ሎሚ እቲ ኣብ እስራኤል ብ7 ጥቅምቲ እተፈጸመ መጥቃዕቲ በዂሪ ዓመት ኣብ ዝዝከረሉ ዕለት ዝተፈላለዩ ሰልፍታት ተገይሩ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ መተሃራ ፈንታሌ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓዊስካ ኣብ ብዙሓት ከባቢታት ተሰሚዑ። ደቡባዊ በይሩት ብመጥቃዕቲ ኣየር እስራኤል ይድብደብ ኣሎ፡ ዛጊት ካብ ዝተገብረ ደብዳብ እቲ ዝኸበደ እዩ ተባሂሉ።



Share