ዕድመኹምን ዝዓበኹምሉ ቦታን ብዘየገድስ ኣብ ዝኾነ እዋን ምሕንባስ ክትመሃሩ ትኽእሉ ኢኹም

Surf lifesavers at work on the beach

Source: SBS

ሓደስቲ መጻእቲን በጻሕትን ናብ ኣውስትራልያ እቶም ዝለዓለ ሓደጋ ምጥሓል ኣብ ማያትና ዘጋጥሞም'ዮም። ዳርጋ ፍርቂ ናይ’ቶም ዓመታዊ ብምጥሓል ዝሞቱ ወይ ዝጥሕሉ ኣውስትራልያውያን ዘይኮኑ ነበርቲ እዮም። ስለ’ዚ ክረምቲ ወይ ምውቕ ወቕቲ ብወግዒ ኣብ ዝጅምረሉ እዋን ዕድመ ብዘየገድስ ኩሉ ሰብ ምሕንባስ ክመሃር ይተባባዕ ኣሎ።



Share