SBS ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ 7ይ ክፋል፣ ዕላል ብዛዕባ ጥዕና | መደብ English on Repeat (Easy)

EOR_07_sick_1800x1012_blue_v2.jpg

ነዚ ናይ ምዝራብ ክእለትና ከነመሓይሽ ዝሕግዝ ሓረጋት ቋንቋ እንግሊዝ እናደጋገምና ንመሃረሉ መደብ 'English on Repeat' ስምዕዎ፡: ጽቡቕ ይስማዓኩም ኣሎ ዶ፧ | ጽቡቕ ይስማዓኒ የለን። | ኣፍንጫይ ጸረር ይብለኒ'ሎ። | ጎረሮይ ቆሲሉ'ሎ። | ርእሰይ ይሕመኒ'ሎ።


እዚ ትምህርቲ ንቀሊል-ደረጃ ዘለዎም ተመሃሮ ዝተዳለወ'ዩ።


ኣብ'ዚ ፈነወ፡ ነዞም ዝስዕቡ ሓረጋት ምድጋም/ምባል ክንለማመድ ኢና፡
  • Do you feel OK? (ጽቡቕ ይስማዓኩም ኣሎ ዶ፧)
  • I am not feeling well. (ጽቡቕ ይስማዓኒ የለን።)
  •  I have a runny nose. (ኣፍንጫይ ጸረር ይብለኒ'ሎ።)
  •  I have a sore throat. (ጎረሮይ ቆሲሉ'ሎ።)
  •   I have a headache.  (ርእሰይ ይሕመኒ'ሎ።)

Credits:

Host: Steven Ellis
Educational Consultant: Ai-lin Bhugun
Written and produced by Josipa Kosanovic
Music Composition: Adam Hulbert
Program Manager: Janine Googan
Head of Planning and Development: Pamela Cook

Share