SBS ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ 5ይ ክፋል፡ ንፈትዎምን ንጸልኦምን ነገራት | መደብ English on Repeat (Easy)

EOR_05_likes_1800x1012_orange.jpg

ነዚ ናይ ምዝራብ ክእለትና ከነመሓይሽ ዝሕግዝ ሓረጋት ቋንቋ እንግሊዝ እናደጋገምና ንመሃረሉ መደብ 'English on Repeat,' ስምዕዎ፡ እንታይ ትፈትዉ፧ | ኣብ መናፈሲ ፓርክ ብእግርኻ ምዝዋር እፈቱ። | ብሩህ ጸሓይ ዘለዎም መዓልታት ደስ ይብሉኒ። | ቀመማዊ መግቢ ኣይፈቱን’የ። | ምጉያይ ይጸልእ።


እዚ ትምህርቲ ንቀሊል-ደረጃ ዘለዎም ተመሃሮ ዝተዳለወ'ዩ።

ኣብ'ዚ ፈነወ፡ ነዞም ዝስዕቡ ሓረጋት ምድጋም/ምባል ክንለማመድ ኢና፡

  • What do you like? (እንታይ ትፈትዉ፧)
  • I like going for walks in the park. (ኣብ መናፈሲ ፓርክ ብእግርኻ ምዝዋር እፈቱ።)
  • I love sunny days. (ብሩህ ጸሓይ ዘለዎም መዓልታት ደስ ይብሉኒ።)
  • I don't like spicy food. (መግቢ ኣይፈቱን’የ።)
  • I hate running. (ምጉያይ ይጸልእ።)

Credits:
Host: Steven Ellis
Educational Consultant: Ai-lin Bhugun
Written and produced by Josipa Kosanovic
Music Composition: Adam Hulbert
Program Manager: Janine Googan
Head of Planning and Development: Pamela Cook

Share