SBS ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ 4ይ ክፋል፡ ኣብ ትርፊ ግዜና ነዘውትሮም ተግባራት | መደብ English on Repeat (Easy)

EOR_04_hobbies_1800x1012_pink.jpg

ነዚ ናይ ምዝራብ ክእለትና ከነመሓይሽ ዝሕግዝ ሓረጋት ቋንቋ እንግሊዝ እናደጋገምና ንመሃረሉ መደብ 'English on Repeat,' ስምዕዎ፡ እንታይ ክትገብሩ ትፈትዉ፧ | እቲ ዝፈትዎ መዘናግዒየይ ጀርዲን ምኹስኳስ’ዩ። | ንኽዛነ ሙዚቃ እሰምዕ። | ቴኒስ ይጻወትን ናብ ምሕንባስ ይኸይድን። | ትፈትውዎም መዘናግዒታት እንታይ’ዮም፧


እዚ ትምህርቲ ንቀሊል-ደረጃ ዘለዎም ተመሃሮ ዝተዳለወ'ዩ።

ኣብ'ዚ ፈነወ፡ ነዞም ዝስዕቡ ሓረጋት ምድጋም/ምባል ክንለማመድ ኢና፡

  • What do you like doing? (እንታይ ክትገብሩ ትፈትዉ፧)
  • My favourite hobby is gardening. (እቲ ዝፈትዎ መዘናግዒየይ ጀርዲን ምኹስኳስ’ዩ።)
  • I listen to music to relax. (ንኽዛነ ሙዚቃ እሰምዕ።)
  • I play tennis and go swimming. (ይጻወትን ናብ ምሕንባስ ይኸይድን።)
  • What are your favourite hobbies? (ትፈትውዎም መዘናግዒታት እንታይ’ዮም፧)

Credits:
Host: Steven Ellis
Educational Consultant: Ai-lin Bhugun
Written and produced by Josipa Kosanovic
Music Composition: Adam Hulbert
Program Manager: Janine Googan
Head of Planning and Development: Pamela Cook

Share