'ነታ ዝፈትዋ ጋንታ ናብ ቤት ፍርዲ ከመላልሳ ኣይደልን እየ።'

Merhawi Kudus and his Astana Pro Team

Source: Astana

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (07/09/2020) ኤርትራዊያን ተቐዳደምቲ ሄኖክ ምሉእብርሃን፡ መርሃዊ ቅዱስን ቢንያም ግርማይን ኣብ ዓዲ ጥልያን ኣብ ዝተኻየዱ ቅድድማት ጽቡቕ ምንቅስቓስ ኣርእዮም፡ ሞ ፋራሕን ሲፋን ሓሰንን ኣብ ብራሰልስ፡ ፐረስ ጀፕቺርቺር ከኣ ኣብ ፕራግ ሓደስቲ ክብረወሰናት ዓለም ኣብ ውድድራት ጉያ እግሪ ብምምዝጋብ ተዓዊቶም፡ ሊዮነል መሲ ነታ ዝፈትዋን ዝዓበኹላን ጋንታ ባርሴሎና ናብ ቤት ፍርዲ ከጓትታን ከመላልሳን ስለዘይደሊ ነቲ ተሪፉ ዘሎ ሓደ ወቕቲ ኣብ ውዕሉ ከይፈተወ ኣብ’ታ ጋንታ ክጸንሕ ምውሳኑ ኣፍሊጡ፡



Share