እቶም ክልተ ኣብ ዓለምና ዝቐልጠፉ ኣትሌታት ማራቶን ቀነኒሳን ኪፕቾገን ዝራኸብሉ ማራቶን ለንደን ገና ኣይተሰረዘን

Alexander Isak vs Rafael Varane

Source: bta

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (22/06/2020) ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ኣብ ቦታ ምጥቃዕ ዝመርሓ ሪያል ሶሰይዳድ ብማድሪድ ተሳዒራ ማራቶን ለንደን ገና ኣይተሰረዘን ክብሉ ኣዳለውቲ ገሊጾም ካፍ ግጥማት ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2021 ኣብ ወርሒ ጥሪ ክካየዱ እየ ዝጽዕር ዘለኹ ይብል ኣጥቃዓይ ማንቸስተር ዩናይትድ ማርከስ ራሽፈርድ ንቀዳማይ ሚኒስተር ቦሪስ ጆንሰን ሓሳቡ ኣቐይርዎ



Share