መልካሙ ኣብ ኣካዳሚ ሊቨርፑል ምስ ኣተወ ኣሰር በዓል ትረንት ኣሌክሳንደር-ኣርኖልድ ክኽተል እዩ፡

Melkamu joins Liverpool

Source: Thebootroom

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (31/08/2020) ሊቨርፑል ኣብ ጀርመን ዝተወልደ ኢትዮጵያ መበቆል ዘለዎ ኣከፋፋሊ ከምዘፈረመት ተፈሊጡ፡ ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ-19 ናብ ዝተፈላለየ እዋናት ክመሓላለፍ ዝጸንሐን ክሳብ ሕጂ ኣብ ጠርጠራ ዝነበረን ቅ/ብ ዙር ፈረንሳ ተጀሚሩ፡ ኣብ ጂሮ ድ’ኢታልያ ትሕቲ 23 መንእሰያት ኤርትራዊ ሄኖክ ምሉእብርሃን ይሳተፍ ኣሎ፡ ፈረንሳዊ ኣከፋፋሊ ጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድ ፖል ፖግባ ኮሮናቫይረስ ከምዝተለኽፈ ድሕሪ ምርግጋጹ ኣብ ሃገራዊት ጋንታ ከይተመርጸ ተሪፉ፡ ሊዮነል መሲ ልዕሊ ሸሞንተ ሚ’እቲ ሚልዮን ዶላር ኣሜሪካ እንተዘይተኸፊልሉ ካብ ባርሴሎና ክኸይድ ከምዘይክእል ተሓቢሩ



Share