ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (28 ሓምለ 2022)

Source: Getty Images
ናይ ሎሚ ሓሙስ 28 ሓምለ 2022 ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ካብዝሓዞ ትሕዝቶታት፥ **ብዛዕባ ኣብ 2016 ካብ ካይሮ ክወጹ ዝፈተኑ 32 መንእሰያት ዝምልከት ምስ ኣቶ ገብረ ባህዱራይ ። ልኡኽና ዝሰደዶም ጸብጻባት እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ሒዙ ኣሎ፡ **ፕረዚደንት ትግራይ ቅድሚ ዘተ ምጅማሩ "ምዕራብ ትግራይ ኣረክብ ንብል ኣለና።" ኢሉ **ኣሜሪካ ናብ ትግራይ ወርሓዊ 2 ሚልዮን ሊትር ነዳዲ ክተእቱ ጀሚራ። ** መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ “ኣብ ኣውስትራሊያ ገዛኻ ንምሟቕ ዝበለጸ መገዲ እንታ'ዩ፧” ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘ እዩ። ካልእ ትሕዝቶን
Share