ናብ ጥልያን ክትሰግር ካብ ዝጠሓለት መርከብ 59 ስደተኛታት ሞይቶም

Authorities near the scene of the migrant drowning (AAP).jpg

Credit: AAP

ካብ ሓንቲ ዝጠሓለት መርከብ ብዙሓት ስደተኛታት ድሕሪ ምሟቶም: ፖሊስ ኢጣልያ ነቲ ሰባት ናብዚ ኩነታት ዘእቱ ዘሎ ናይ መሰጋገሪ መርበብ ዝሳተፉ ጥርጡራት ይምርምርዎም ኣለዉ ። እታ ብዕንጨይቲ እተሰርሐት ጃልባ ኣብ ኣኻውሕ ዝበዝሖ ባሕሪ ወዲቓ ብምሕምሻሻ ፡ ኣብ ደቡባዊ ገማግም ኢጣልያ ኣብኣ ተጻዒኖም ዝነበሩ እንተ ወሓደ 59 ሰባት ሞይቶም ።



Share