ፈተነ ናይ'ቲ ተስፋ ዝተነብረሉ ክታበት ኣንጻር ኮቪድ-19 ደው ምባሉ የሻቅል ድዩ?

Astrazenaca

Source: ABC Australia

ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ሰሙናት ክታበት ኮቪድ-19 ክርከብ ተስፋና ኣብ ዝለዓለ ጠርዚ ኣብጺሑ ዝቐነየ ምርምር ሓደ ካብ’ቶም ወለንተኛታት ተሳተፍቲ ስለዝሓመመ ንግዚኡ ደው ኢሉ’ሎ። እዚ እንታይ ማለት እዩ?



Share