ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበን ንምንታይ'ዩ ንኣፍሪቃውያን ጥራይ ናብ ፍትሒ ዘቕርብ?

World War II: Defendants in their dock at the Nuremberg Trials (Germany). November 1945-October 1946. (Photo by adoc-photos/Getty Images) Source: Corbis Historical
24 መራሕቲ ናዚ ጀርመን ኣብ ዓለምለኻዊ ወተሃደራዊ ቤት ፍርዲ ኑረምበርግ ፍርዲ ካብ ዝወቦም 75 ዓመታት ኮይንዎ'ሎ። 19 ካብኦም ብገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት፡ ገበናት ኲናትን ምእዋጅ ዘይሕጋዊ ኲናትን ገበነኛታት ተባሂሎም። እቲ መስርሕ ፍርዲ ክሳብ ሎሚ ንዓለማዊ ፍትሒ መሰረታውያን ዝኾኑ ኣምራት ብምቛም ታሪኽ ሰሪሑ'ዩ።
Share