እዋናዊ ዛዕባ: ምስ ኣቶ ሰሎሞን ኣሰፋው

Source: Solomon Asefaw
ኣኼባ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ፡ ሓፈሻዊ ባይቶ ናይ መወዳእታ ኣሳታፊ ዘተ (Interactive dialogue) ምስ ፍልይቲ ራፖርቴር ኣብ ሰላማዊ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ኣካይዱ ነይሩ። ኣብቲ ኣኼባ ካብዝተሳተፉ ኤርትራዊያን ኣቶ ሰሎሞን ኣሰፋው፡ ብዛዕባ እቲ ዝነበረ ዘተ መብርሂ ሂቡ ኣሎ ኣብዚ ክስማዕ ይከኣል እዩ።
Share