ካልኣይ ክፋል ዘተ፡ ምስ ተ/ፕሮፈሶር መረሳ ተስፋይን ኣቶ ሳልሕ ጋዲ ጆሃርን

Saleh Gadi Johar and Prof Meresa tesfay

Saleh Gadi Johar and Prof Meresa tesfay Source: Saleh Gadi Johar and Prof Meresa tesfay

ካልኣይ ክፋል ዘተ፡ ተሓጋጋዚ ፕሮፈሶር መረሳ ተስፋይ ካብ ዩኒቨርሲቲ መቐለን ኣቶ ሳልሕ ጋዲ ጆሃር ካብ ኣመሪካን ብዛዕባ ዝምድናታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ምስ ማእከላይ ምብራቕ ኣብ ነንሕድሕደን ዘምጽኦ ኣሉታዊን እወታዊን ጎንታት ክትንትኑልናዮም።



Share