“መጻኢ ዕድል ኤርትራ ፡ከምቲ ዝሓለፈ፡ ብወጻእተኛታት ንኽውሰን’ዩ ኩነታት ዝፍጠር ዘሎ” ተ/ፕሮፌሰር መረሳ ጸሃየ

Meresa Tsehaye

Meresa Tsehaye Source: Meresa Tsehaye

ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ክትክተሎ ትደሊ ዘላ ፖሊሲ እንታይ እዩ ክመስል? ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ዝምዕብል ዘሎ ፖለቲካዊ ኩነታት ንኢትዮጵያን ኤርትራን እንታይ ጽልዋ እዩ ከምጽእ? ኤርትራ ትወስዶም ናይ ወጻኢ ፖሊሲታት ንኢትዮጵያ ብኸመይ እዩ ዝጸልዋ? ምስ ኤርትራ ዝተሓሓዝ ብቀ.ሚ. ኢትዮጵያ ይኹን ብጀነራል ጻድቃን ዝግለጽ ዘሎ መግለጺታት ካበይ ዝነቐለን እንታይ ሳዕቤን ክህልዎn እዩ? ዝብሉን ካልእ ሕቶታትን ምስ ተ/ፕሮፌሰር መረሳ ጸሃየ ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ዳይረክተር ማእከል ስትራተጂካዊ መጽናዕቲታት ዝተገብረ ትንተና ኣብዚ ምስማዕ ይከኣልዩ።



Share