ናትና ሰብ ኣብ ታይላንድ፡ ዕላል ምስ ሃብቶም ገብረማርያም
Habtom Gebremariam (Supplied by Habtom) Source: Habtom Gebremariam (Supplied by Habtom)
መበቆሎም ካብ ኤርትራ ወይ ኢትዮጵያ ወይ'ውን ካልእ ክፋል ኣፍሪቃ ኣብ ታይላንድ ዝነብሩ ኣለዉ ዲዮም? ኣብ ታይላንድ፡ ዝተኣስሩ ኤርትራዊያን ከምዘለዉኸ ትፈልጡዶ? ታይላንድ ንበጻሕቲ ሰሓቢት ካብ ዝገብርዋ ነገራት ሓደ፡ ኣብ ጽርግያ ብቓልዕ ምስ ስራሕ ግብረ ስጋ ዝተሓሓዝ ወይ ሰክስ ምዃኑኸ? ነባሪ ታይላንድ ሃብቶም ገብረማርያም (ቲዕቲዕ) ኣዕሊሉና ኣሎ፡
Share