ዕላል ምስ ግርማይ ገብሩ (ቀዳማይ ክፋል)

SBS

SBS

ስነ ጥበባዊ ግርማይ ገብሩ ፡ ጋዜጠኛ፡ ገጣምን ጸሓፊ ሓጸርቲ ልብወለድን ወግዒታትንዩ። ምስ ገዛእ ርእሱን ክሳብ ሕጂ ዘወፈዮም ስርሑን ምስ ራዲዮ SBS ሰፊሕ ዕላል ገይሩ ኣሎ፡ ብተኸታታሊ ድማ ከነቕርቦ ኢና።



Share