ቃለ መሕትት ምስ ዶክተር ሕሉፍ ኣበራ (ቀዳማይ ክፋል)

Dr heluf (SBS)

Dr heluf (SBS) Source: Dr heluf (SBS)

ዶክተር ሕሉፍ ኣበራ ካብቲ ኣብ ሆፐር ክሮሲንግ ዝርከብ ክሊኒክ ኣዲስ ብዛዕባ እቶም ዓበይቲ ሕማማት ማለት ሕማማት ሽኮር፡ ደም ብዝሒ፡ ካንሰርን ካል ኦትን ትምህርታዊ መብርሂ ሂቡና። ኣብዚ ቀዳማይ ትሕዝቶ ሕማም ሽኮር እንታይ እዩ፡ መንቀሊኡ፡ ኣከናኽናኡን ምስ ኡ ዝተተሓሓዘን ገሊጹ ኣሎ።



Share