ቃለ መሕትት ምስ ዶክተር ሕሉፍ ኣበራ ብዛዕባ ሕማም ካንሰር

Dr Heluf Abera (SBS Tigrinya)

Dr Heluf Abera (SBS Tigrinya) Source: Dr Heluf Abera (SBS Tigrinya)

ሕማም ካንሰር (መንሽሮ) እንታይ እዩ? ዓይታትን ጠንቂታትን ሕማም መንሽሮ፡ ክግበር ዝግባእ ጥንቃቐን ዝምልከት ምስ ዶክተር ሕሉፍ ካብ ኣዲስ መዲካል ሰንተር ካብ ዝተገብረ ቃለ መሕትት።



Share