"ከምቲ ገሊኦም ዝብልዎ ሓምድ እድሪስ ዓዋተ ሽፍታ ዲዩ ነይሩ?" መልሲ ተጋ.ኣምባሳደር መሓመድ ኑር
awate – Wikipedia/Duckeen CC BY-SA 3.0 Source: awate – Wikipedia/Duckeen CC BY-SA 3.0
ባሕቲ መስከረም፡ ኣብ ታሪኻ ናይ ኤርትራ፡ ቃልሲ ብዕጥቂ ዝጀመረላ ዕለት ብምዃና ብፍሉይ ትዝከር መዓልቲ እያ:: ነዚ ኣመልኪትና ካብቶም ቀዳሞት ተቓለስቲን ናይ ኤርትራ ኣምባሳደር ዝነበረን ነባሪ መልበርን ዝኾነ ተጋዳላይ መሓመድ ኑር ኣጀማምራን ኣማዓብላን ብረታዊ ቃልሲ ኤርትራን ብዛዕባ ሓምድ እድሪስ ዓዋተን ኣዕሊሉና ኣሎ ::
Share