“ጀ/ኣማን ዓንዶም ንኢትዮጵያ፡ ወልደኣብ ወ/ማርያም ንኤርትራ እንታይ ነይሮም?” ካብ እናኸድካ ምጽባይ
Abiel Guesh Source: Abiel Guesh
ኣብ ናይ ሎሚ መደብ ሞዛይክ ባህሊ፡ ብኣቤል ጉዕሽ ዝተጻሕፈት መጽሓፍ እናኸድካ ምጽባይ ዘርእስታ መጽሓፍ ኣብ ከተማ መቐለ ተመሪቓ ነይራ። ልኡኽና ኣብቲ ስነ ስርዓት ተረኺቡ ምስ ደራሲ ኣቤል ጉዕሽ ዝገበሮ ዕላልን ጸብጻብ ስነ ስርዓት ምረቓን እዩ።
Share