ዕላል ምስ ስዒድ ኣደም ፡በዓል ሞያ ሙዚቃን ናይ 1969 ወናኒ ዝበለጸ ቅርጺ ኣካላት ኣስመራ

Seid adem (Yonas)

Seid adem (Yonas) Source: Seid adem (Yonas)

ገዲም ሙዚቀኛን ስፖርተኛን ሲዒድ ኣደም ፡ ሓደ እዋን ብቕርጺ ኣካላቱ ዝበለጸ ጎበዝ ኣስመራ ኮይኑ ነይሩ እዩ። ሙዚቀኛን ደራፋይን ድማ እዩ። ንልዕሊ ፍርቂ ዘመን ህይወቱ ኣብ ስደት ዝመርሐ ናይ ሎሚ ጋሻና እዩ። ንጥዑም ዕላሉ ከተስተማቕሩ ኣብዚ ጠዉቑ።



Share