ፖለቲካዊ ኣተሓሳስባን ዝንባለን ብዘየገድስ ንኹሉ ጠርኒፎም ዝኸዱ ፈስቲቫላት ኤርትራውያን ኣለዉ ዶ፧ ክግበሩ ኸ ይከኣል ድዩ፧

Source: Supplied/SBS Tigrinya
ፖለቲካዊ ኣተሓሳስባን ዝንባለን ብዘየገድስ ንኹሉ ጠርኒፎም ከተሓዋውሱ፣ ከዘናግዑን ከምህሩን ዝኽእሉ ፈስቲቫላት ኤርትራውያን ኣለዉ ዶ፧ ክግበሩ ኸ ይከኣል ድዩ፧ ፈስቲቫል ካብ ጽልዋ ፖለቲካን ህሉው ኩነታትን ክትንጽሎ ወይ ክትሕልዎ ይከኣል ዶ፧ ዶክተር ፍትዊ ወልዳይ ነዚኦምን ካልኦት ዝተተሓሓዙ ጉዳያትን ክምልስ ፈቲኑ'ሎ።
Share