ብስደት ወይ ብኻልእ ዓይነት ቪዛ ናብ ኣውስትራሊያ ንምእታው ምስ ምምጻእ ኮቪድ-19 ለውጢ ኣሎ ድዩ? ዝርርብ ምስ ዶ/ር ብርሃን ኣሕመድ

Immigration and Refugee Visa amid COVID-19

Dr Berhan Ahmed Source: Dr Berhan Ahmed

ብዝተፈላለዩ ዓይነት ቪዛ ናብ ኣውስትራሊያ ንምእታው ኣብ መስርሕ እናሃለዉ፡ ብምምጻእ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ሰንፈላል ምህላዎም ካብቲ ዝመጸና ሕቶታትን ምክትታልን ክንፈልጥ ኪኢልና ኣለና። ምስዚ ኩነታት ዝማዕበለ ለውጢታትን እቲ መስርሕ ምሃብ ቪዛ ብኸመይ ይቕጽል ከምዘሎን መብርሂ ክህበና ን ዶ/ር ብርሃን ኣሕመድ ካብዚ ካብ ኣውስትራሊያ ሓቲትናዮ ዝሃበና መልሲ ኣብዚ ክጸንሃኩምዩ።



Share