ብወልፊ ኣልኮላዊ መስተ ንዝወደቑ ፈተውትና ብኸመይ ንሕግዞም: ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ

Australian man enjoying drinking a beer from a glass bottle while his daughter roasting marshmallow in campfire

POV (point of view) of Australian man enjoying drinking a beer from a glass bottle while his daughter roasting marshmallow in campfire. Credit: Rafael Ben-Ari/Getty Images

ኣልኮል ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ ናይ ብዙሓት ሰባት ማሕበራዊ ህይወት ዓቢ ግደ ኣለዎ ። ይኹን እምበር ፡ እቶም ኣልኮላዊ መስተ ፡ ካብ መጠን ንላዕሊ ዝሰትዩ ፡ ንርእሶምን ንኻልኦትን ድማ ኣብ ሓደጋ የእትዉ እዮም ። ሓደ እነፍቅሮ ሰብ ፡ ጽግዕተኛነት ኣልኮላዊ መስተ እንተ ኣልይዎ ፡ ብኸመይ ኽንሕግዞ ከም እንኽእል ኣብዚ ክንርእይ ኢና ።



Share