ከይተቐጻዕካ: ምጉሓፍ ደረቕ ጓሓፍ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Capture.JPG

Credit: Beyene Weldegiorgis

ኣብ ኣውስትራሊያ መብዛሕቶም ናይ ከተማ ኣብያተ ምኽሪ ወይ ካውንስላት ንስድራታት ብዘይኽፍሊት ናይ ጐሓፍ ምእካብ ኣገልግሎታት ብናጻ ይህቡ እዮም ። ይኹን እምበር ብዛዕባ እንታይ ዓይነት ጓሓፍ'ዩ ቅቡልን መዓስን ኣብ ዝብሉ ሕጊታት ኣለዉ ። ነዚ ዝስዕብ ነገራት ብምፍላጥ ብሓላፍነትን ብዘይ ገለ ጸገምን ኸተወግድ ይከኣል እዩ።



Share