ንርእስኻ ካብ ብኦንላይን ዝመጽእ ምትላል ብኸመይ ተኸላኸል፧ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ

How can you protect yourself from COVID-19 scams

How can you protect yourself from COVID-19 scams Source: Getty Images

ስካሞርከስ ወይ መታለልቲ ናይ ኦንላይን ኣብ እዋን ለበዳ ኮቪድ-19 ንፍርሒ ሰባት ንረብሓኦም ከምዝውዕል ይጥቀምሉ ኣለዉ ። እቲ ልሙድ ምትላል ፡ ብሕታዊ ሓበሬታ ንምርካብ ፡ ብኦንላይን ዝግበር ዕዳጋ ፡ ከምኡ እውን ናይ ጥሮታ ገንዘብ የጠቓልል ። ኣብዚ ትሕዝቶ ነቲ ምትላል ከመይ ከምትፈልጦን ብኸመይ ንርእስኻ ትከላኸልን ዝገልጽ እዩ ።



Share