መንግስቲ ክ/ትግራይ: ክወስዶ'የ ዝብሎ ስጉምቲ ንዘውርዶ ሳዕቤን ተሓተትቲ ቀ/ሚ ኣብይን መሻርኽቱን እዮም ይብል

Source: Getty Images
ሓጸርቲ ጸብጻባት፥ ኣብ ክልል ኦሮምያ ዞባ ቦረና ብዘሎ ድርቂ ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ህዝቢ ንሓደጋ ከም ዝተቓለዐን ፤ ኣስታት ሸሞንተ ሽሕ ከብቲ ከም ዝሞታን ተሰሚዑ። ዕድመ ስርዓት 'ውልቀመላኺ' ናይ ዝበሎ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ' ከም ዘሕጽር'ውን ይሕነ። መራሕቲ ኤርትራ: "ኣብ ዝኮነ ግዜን ሰዓትን ስጉምቲ ካብ ምዉሳድ ደው ዘብለና ሓይሊ የለን።" ይብሉ። ዝብሉን ካልእን ኣርእስታት ዝሓዘ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና። መንግስቲ ትግራይ: ክወስዶ'የ ዝብሎ ስጉምቲ ንዘውርዶ ሳዕቤን ተሓተትቲ ቀ/ሚ ኣብይን መሻርኽቱን እዮም ይብል
Share