ገታር መርገጺ ኢትዮጵያ ነቲ ዝርርብ ፍረ ከይርከቦ ጌርዎ -ግብጺ፡ ውድብ ናጽነት ትግራይ ንግርማይ በርሀ ኣቦመንበር ክኸውን መሪጹ

Dam negotiations between Egypt, Ethiopia and Sudan

Source: AFP

ጸብጻባት ዜና (15/06/2020) ኢትዮጵያ ኣብ ግድብ ህዳሴ ዝሓዘቶ መትከል ገታር ኮይኑ ክትብል ግብጺ ከሲሳ ናጻ ሃገረ ትግራይ ክውንን ዝግስግስ ውድብ ናጽነት ትግራይ ንኣይተ ግርማይ በርሀ ኣቦመንበር ክኸውን መሪጹ ባይቶና ብፖለቲካዊ መትከሎም ዝተኣስሩ ሰባት ክፍትሑ ናብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃ ን ኤምባሲታትን ደካልኦት ኣህጉራውያን ዓለማውያን ትካላት ደብዳበ ጽሒፉ ቁጽሪ ብኮሮናቫይረስ ዝሓመሙ ሰባት ኣብ ኢትዮጵያ 3345 ኣብ ኤርትራ 96 በጺሑ።



Share