ኣብ ጎንደር መዓስከር ኣለምዋጭ ብመጥቃዕቲ ሰለስተ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ቆሲሎም። (ጸብጻብ)

SBS Tigrinya Homeland Report

Credit: Timon Reinhard/Unsplash

ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣፈላላይ ውድብ ህወሓት ብዘተ ዝፍተሐሉ መንገዲ ዕፁው ከምዘይኮነ ገሊጹ። ትካላት መንግስቲ ዝወከለ ልኡኽ ኢጣልያ ኣብ ኤርትራ ዑደት ኣካይዱ ኣብ ጎንደር መዓስከር ኣለምዋጭ ብመጥቃዕቲ ሰለስተ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ቆሲሎም። ፕረዚደንት ሶማልያ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ኣስመራ ኣትዩ። ሶማል፣ ኣብ ዶባት ኢትዮጵያ ሰራዊት ከተዋፍር ምዃና ኣፍሊጣ።



Share