ክልተ ዓመቱ ዝመልኦ ስምምዓት ውዕል ሰላም ፕሪቶርያ መሊኦም ክትግበሩ ከምዝግባእ ሕብረት ኣውሮጳ ሓቲቱ።

SBS Tigrinya Homeland Report

Credit: Timon Reinhard/Unsplash

ስምምዓት ውዕል ሰላም ፕሪቶርያ መሊኦም ክትግበሩ ከምዝግባእ ሕብረት ኣውሮፓ ሓቲቱ። መበል ካልኣይ ዓመት ውዕሊ ፕሪቶሪያ ኣመልኪቱ መግለጺ ዝሃበ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ብወገኑ ዘይተመለሰ ተመዛባልን ግዝኣትን ክምለስ ጸዊዑ ኣሎ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ምስ ልኡኽ ከባቢ ናጻ ንግዲ ኣህጉር ኣፍሪቃ ዝርርብ ኣካይዱ።።ዝብሉን ካልእን ሒዙ ቀሪቡ ኣሎ።



Share