ዋ/ጸሓፊ ው.ሕ.ሃ ኣንቶንዮ ጉተሬዝ ምስ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ሰብኣዊ ረድኤትን ኩናት ምስ ትግራይ ብልዝብ ምፍታሕ ዝምልከትን ከም ዝተዘራረቡ ገሊጾም። (ጸብጻብ)

Homeland News

Source: Getty Images

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ፌስቡክ: መጋደዲ ጽልኢት ንዝበሎ መግለጺ ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ካብ መርበቡ ከም ዝኣለየ ሓቢሩ። ሊቀመንበር ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ መሃማት ኩናት ትግራይ ብልዝብ ክፍታሕ ሓቲቱ። ኬንያ ብሰንኪ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ምስታ ሃገር ዘዳቡዋ ግዝኣት ኩናት ዓጽያቶ። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ክቐርብ እዩ። ኣብ ትግራይ ኲናት ካብዝጅምር ሓደ ዓመት ምምል ኡ ምኽንያት ብምግባር ምስ ዶ/ኪዳነ ካብ ኣደላይድ ዶ/ር ኣደራጃቸው ካብ ካንቤራን ካብ መልበርን ኣቶ ሙልጌታ ደሞዝን ኣዛሪብናዮም ኣለና ድሒሩ ክቐርብ እዩ።



Share