ሓደስቲ ጸብጻብ ዜናታት (18/11/2021)

Homelad Report (18/11/2021)

Source: Getty

ጸብጻብ ዜናታት (18/11/2021) * ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኢትዮጵያ ዝተኣስሩ ሰራሕተኛታቱ ክፍትሑ ሓቲቱ፡ * ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኬንያን ኣሜሪካን ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኲናት ደው ክብል ጸዊዖም፡ * ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣብ ሓሙሽተ ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ ዝተኣስሩ ሰባት ከይሓትት ከምዝተኸልከለ ኣፍሊጡ፡ * ዋና ጸሓፊ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ተጋዳላይ ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ ስነስርዓተ ቀብሩ ኣብ ኣስመራ ተፈጺሙ



Share