ኢትዮጵያ ብጉዳይ ግብጽን ጎረባብታን ከም ዘይትሻቐል ገሊጻ። (ካብ ጸብጻብ)

Credit: Timon Reinhard/Unsplash
ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ኢትዮጵያ ብጉዳይ ግብጽን ጎረባብታን ከም ዘይትሻቐል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊጹ። ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ንካልኣይ ግዜ ኣጋጢሙ። መንግስቲ ኤርትራ፡ ኣብ ልዕሊ መሰል ሃይማኖት ዝገብሮ ግህሰት ብምቕጻል፡ 24 ኣመንቲ ጂሆቫ ኣሲሩ ተባሂሉ። ውድብ ሳልሳይ ወያነ " ህዝባዊ ዋዕላ ብሄራዊ ድሕነትን ስምረትን " ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ መቐለ መድረኽ ኣሳሊጡ።
Share