ኣብ ኣውስትራሊያ ንዝዓብዩ ቋንቋኦምን ባህሎምን ንምዕቃብ ምሕጋዝ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Cute schoolgirl smiling & balancing stack of books on the head at library

Children at modern school facility Source: Digital Vision

ጠቕሚ ናይ ብዝሓ ቋንቋ ትምህርቲ ብዝግባእ ተጸኒዑ እዩ። እንተኽዕነ ባህላዊ መንነት ንምዕቃብ ኣብ ወጻኢ ንዝውለዱ ቆልዑ ነዚ ክርዕምዎ ግና ኣብቲ ናይቲ ቆልዓ ድሌት ዝምርኮስ ምዃኑ’ውን እቶም መጽናዕቲታት የረጋግጹ።



Share