ቃለ መሕትት ምስ ዶ/ር ዓወት ተወልደ
Awet Tewelde Source: Awet Tewelde
ብዛዕባ መግዛእቲ ብሳልሳይ ዓለማት፡ ብዛዕባ ቃልሲ ኤርትራን ምብራቕ ቲሞርን መጽናዕቲ ዝገበረ ተመራማርን መምህር ታሪኽ ዶክተር ዓወት ተወልደ ናይ ዝገበርናዮ ምሉእ ቃለ መሕትት፡(Third world colonialism and strategies of Liberation: Eritrea and East Timor compared)
Share