"ሮቤል ብፍላጡ ቴስቶስትሮን ከምዘይወሰደ ወይ ኣብ ነብሱ ከምዘይኣተወ ከመስክር ኣይከኣለን" ቦርድ ጸረ-ዶፒንግ ሽወደን

Source: Thedailystar
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (18/05/2020) * ኤርትራ መበቆል ዘለዎ ሽወደናዊ ሻምፒዮን ጉያ እግሪ መሮር ኤውሮጳ ሮቤል ፍስሃ ሰብ-ሰርሖ ተስተስትሮን ከምዝወሰደ ድሕሪ ምርግጋጹ ቦርድ ጸረ-ዶፒንግ ሽወደን ንኣርባዕተ ዓመታት ኣጊድዎ፡ * ህቡባት ኣትሌታት ኢትዮጵያ ጥሩነሽ ዲባባን ቀነኒሳ በቀለን ኣብ ጥርሑ ስታደየምን ኣብ ውሽጢ ገዛን ብምጉያይ ንመኸተ ኣንጻር ለበዳ ኮሮናቫይረስ ዝውዕል ገንዘብ ኣተኣኻኺቦም፡ * ግጥማት ኩ’እግሪ ቡንደስሊጋ ጀርመን ዝሓለፈ ቀዳም ደጊሞም ድሕሪ ምጅማሮም ግጥማት ፕሪምየርሊግን ካልኦትን ተመሊሶም ክጅምሩ እንከለው እንታይ ከምዝመስሉ ስእሊ ሂቦምና
Share