ጻዕዳ ሽጉርቲ እንተበሊዐ ካብ ኮሮናቫይረስ ይከላኸለለይ እዩ! ናይ ጸሓይ ጨረር ከ፧ ብሂላትን ሳይንሳዊ መልስታቶምን

Supermarket

Source: SBS

ዘይተረጋገጹ ወረታትን ናይ ሓሶት መድሃኒታት ኮሮናቫይረስን ኣብ መላእ ዓለም ተዘርጊሖም ኣለው፡ ኣብ ልዕሊ ጥዕናን ድሕነትን ህዝብን ውልቀሰባትን ልዑል ሓደጋ ኣብ ምንጽልላው ይርከቡ። ምስፍሕፋሕ ጌጋ ዝኾኑ ሓበሬታታት ንምቕናስ፡ ነቶም ዝዓበዩ ሕክምናዊ ጽውጽዋያት/ብሂላት ኣብ’ዚ ነፈድሖም ኣለና።



Share