"ኣይሰላም ኣይኩናት ኢትዮ-ኤርትራ፣ ንቑጠባ ትግራይ ጅሆ ስለዝሓዞ ህዝቢ ትግራይ ናብ ካልእ ክኸይድ ተገዲዱ" መሓሪ ዮሃንስ

Ethiopia

Source: SBS

ርእይቶ ህዝቢ አብ ምውራድ ቀዳማይ ሚንስትር አይተ ሃ/ማርያም አዋጅ ደሳለኝን ህፁፅ እዋንን ኩነታት ህዝቢ ትግራይን ምልውዋጥ ፖለቲካን ካልእን፡ አብ ኢትዮጵያ ዘሎ ህሉው ፖለቲካዊ ኩነታት ዝምልከት መብርሂ ካብ ምሁር ፖለቲካ ኣቶ መሓሪ ዮሓንስ፡፡



Share