" ኣብ ሊብያ ተኣሲሮም ደሃዮም ዘይፍለጥ ብዙሓት ኤርትራዊያን ኣለዉ።" ኣብርሃም ተስፋይPlay12:18 Source: Abrham Tesfaiኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛView Podcast SeriesGet the SBS Audio appOther ways to listenApple PodcastsYouTubeSpotifyDownload (16.11MB) እቲ ዝሒሉ ዝነበረ ናብ ሊብያ ምኻድ እናወሰኸ ይኸይድ ምህላዉ ንተጣባቒ ስደተኛታት ኣብርሃም ተስፋይ የሻቕሎ። ኣብዚ እዋን እዞም ስደተኛታት ኣብ ምንታይ ኩነታት ከምዘለዉ ኣብሪሁልና ኣሎ።ShareLatest podcast episodesSBS ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ 6ይ ክፋል፡ ኣገልግሎታት ማሕበረሰብን ከባብያዊ ምምሕዳርን | ምጅማር | English on Repeat (Easy)SBS ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ 5ይ ክፋል፡ ምምላእ ቅጥዒታት | ምጅማር | | English on Repeat (Easy)SBS ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ 4ይ ክፋል፡ ዕላል ብዛዕባ ቪዛታት | ምጅማር | English on Repeat (Easy)ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (03 ለካቲት 2025)