"ኤርትራውያን ኣብ ዝነብርሉ ዓድታት ንፖለቲካዊ ስልጣን ክወዳደሩ ከምዘለዎም ኣርኣያ ክኸውን ይደሊ'የ።" ዓብዱራሕማን ዑስማን

Source: SBS Tigrinya
ኣብ ኣውስትራልያ ንከባብያዊ ምምሕዳራት ምርጫታት ይካየዱ ኣለው። ነቲ ኣብ ከተማ መልበርን ዝርከብ ህዩም ሲቲ ካውንሲል ዝወዳደር ዘሎ ኣቶ ዓብዱራሕማን ዑስማንን ተሓጋጋዚኡ ኣቶ ያሲር ማሕሙድን ምስ ኤስቢኤስ ትግርኛ ንጎስጓሶምን ምድላዋቶምን ዝምልከት ሓጺር ዕላል ጌሮምልና ኣለው።
Share