Eritrean Asylum Seekers from Indonesian Prison appeal for Help

SBS

SBS

ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ካብ ቤት ማእሰርቲ ኢንዶነዚያ ሓገዝ ይሓቱ ሓደ ቆልዓ ዝርከቦም ሸቡዓተ ኤርትራዊያን ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ርሑቕ ደሴት ናይ ኢንዶነዚያ ተኣሲሮም ብዘይፍርዲ ንኣዋርሕ ብዘይዝኾነ ኣቓልቦ ንኣዋርሕ ተኣሲሮም፣ መጻኢኦም እንታይ ሙዃኑ ከይፈለጡ ይነብሩ ኣለዉ፡ ገለ ሓገዝ እንተረኸቡ ሓደ ካብኦም ምስ ራዲዮ SBS ቋንቋ ትግርኛ ሽግሮም ኣካፊሉ ኣሎ።



Share