'ኣማኑኤል ኣብ መድረኻዊ ውድድራት ንተቐዳደምትና ኣብ ዓቐብ ዝሕግዞም ሓያል ኣበርክቶ ክህልዎ'ዩ' ሓዳስ ጋንትኡ ትሬክሴጋፍሬዶ

Amanuel Gebregziabher moves from NTT Pro Cycling to Trek-Segafredo

Source: Cyclingnews

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (16/11/2020) ** ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄር ካብ’ታ ክወዳደረላ ዝጸንሐ ኣፍሪቃዊት ጋንታ ኤንቲቲ ፕሮ ሳይክሊንግ ናብ ጋንታ ትሬክ ሴጋ ፍሬዶ ቀይሩ፡ ** ኣብ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ኢትዮጵያ ብኒጀር ብጸቢብ 1-0 ተሳዒራ፡ ** ተጻዋታይ ኣርሴናልን ባርሴሎናን ዝነበረ ካሜሩናዊ ኣሌክሳንደር ሶንግ ዘገርም ስጉምቲ ብምውሳድ ብዙሕ ተፈላጥነት ምስ ዘይብላ ጂቡታዊት ጋንታ ተጸንቢሩ፡ ** ‘ኩዕሶ እግሪ ብዘይደገፍቲ ትርጉም የብሉን ዝብል ኣዘራርባ ኣብ’ዚ እዋን ከ ትርጉም ኣለዎ ድዩ፡



Share